Curriculum Development
Curriculum Development

ጀስቲን ትሩዶ


ብሰንኪ ኮቪድ-19 እተትኩም/ክን እንድሕር ስኢንኩም፡ ናይ ካናዳ ናይ ህጹጽ እዋን ግብረመልሲ $2000.00 መልዕሎ ወይ ሓገዝ ክወሃበኩም/ክን ኢዩ።ብቀዋሚ፡ብግዝያዊ ወይ ናይ ገዛእ ርእስኻ ስራሕ ማለት ከም ትክሲስታ ወይ ኡበር ዲካ ትሰርሕ ኔርካ ብዘየገድስ እቲ ሓገዝ ይምልከተኩም/ክን ኢዩ።ካብ ዕለት 06 ሚያዝያ ጀሚርኩም/ክን ከተመልክቱ/ታ ትኽእሉ።

ናይ ካናዳ ናይ ህጹጽ ግዜ ሓገዝ (CERB)

እዚ ናይ ህጹጽ ግዜ ሓገዝ ንኹሉ ካብ መጋቢት 15, 2020 ብ’ኮሮና ቫይረስ ምኽንያት ስራሕ ጠጠው ን’ዝበሉ ይመልከት። እዚ ኸኣ ን’ብግሎም ንዝሰርሑን ናይ ብሕቲ ትካል ዝውንኑን አውን ጉቡኦም’ዩ።

FUNDERS